ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም ሕሩያት ምስልታት ኣፍሪቃ ናይዚ ሰሙን

ዓርቢ፡ ኣብ ፈረንሳ ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ቅድሚ ውድድር ቡክለ ደ ላ ማየን ንደገፍቱ ሰላምታ የቕርብ
መግለጺ ስእሊ, ዓርቢ፡ ኣብ ፈረንሳ ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ቅድሚ ውድድር ቡክለ ደ ላ ማየን ንደገፍቱ ሰላምታ የቕርብ
Published
ንባብ: 3 ደቓይቕ
ሓሙስ፡ ዕደና ኮባልት ዝነቅፍ ምስሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰኔጋል ይረአ። ኣፕል፡ ጉግልን ካልኦትን ትካላትን ብጉልበት ህጻናት ዝተዓደነ ኮባልት ምጥቃሞም ይነጽጉ
መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ዕደና ኮባልት ዝነቅፍ ምስሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰኔጋል ይረአ። ኣፕል፡ ጉግልን ካልኦትን ትካላትን ብጉልበት ህጻናት ዝተዓደነ ኮባልት ምጥቃሞም ይነጽጉ
ኣብ ተመሳሳሊ መዓልትን ቦታን "ኩላትና ሓራ ክሳብ ዘይኮንና ሓራ ዝኸውን ሰብ የለን" ዝብል ጭርሖ ጽሑፍን ባንዴራታት ሱዳን፡ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ግዝኣታት ፍልስጤምን ዝሓዘ ምስሊ እውን ተራእዩ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ተመሳሳሊ መዓልትን ቦታን "ኩላትና ሓራ ክሳብ ዘይኮንና ሓራ ዝኸውን ሰብ የለን" ዝብል ጭርሖ ጽሑፍን ባንዴራታት ሱዳን፡ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ግዝኣታት ፍልስጤምን ዝሓዘ ምስሊ እውን ተራእዩ
ሰንበት፡ ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ተዋሳእቲ ኣብ መኽፈቲ 'ሳራፊና ዘ ሚዩዚካል' ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ተዋሳእቲ ኣብ መኽፈቲ 'ሳራፊና ዘ ሚዩዚካል' ምርኢት
ሰኑይ፡ ኣብ ዛንዚባር ኣብ ዝርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ፊደላት እተንብብ ተማሃሪት
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ኣብ ዛንዚባር ኣብ ዝርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ፊደላት እተንብብ ተማሃሪት
ረቡዕ፡ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ሌጎስ፡ ሓደ ነጋዳይ ዕዳጋ፡ ቅድሚ ጽምብል ዒድ ኣል ኣድሓ ንዕዳጋ ዘቕረቦ ድዑል ይምርምር
ሰንበት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጻር ጃማይካ 5 ብ 4 ኣብ ዝተዛዘመ ፍጻመ ኩዕሶ እግሪ ዩኒቲ ካፕ ደጋፊት ጋንታ ናይጀርያ
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጻር ጃማይካ 5 ብ 4 ኣብ ዝተዛዘመ ፍጻመ ኩዕሶ እግሪ ዩኒቲ ካፕ ደጋፊት ጋንታ ናይጀርያ
ሰንበት፡ ኣብ ሰኔጋል ጥቃ ዶብ ጋምብያ፡ ሳዕሳዕቲ ኣብ ፈስቲቫል ኒዩሚ ባድያ ይሳተፉ...
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ሰኔጋል ጥቃ ዶብ ጋምብያ፡ ሳዕሳዕቲ ኣብ ፈስቲቫል ኒዩሚ ባድያ ይሳተፉ...
ቀዳም፡ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ወርልድ ኮንቲነንታል ቱር ላይበርያዊት ማይያ ማኮይ ኣብ ውድድር 100 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ኣመዝጊባ
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ወርልድ ኮንቲነንታል ቱር ላይበርያዊት ማይያ ማኮይ ኣብ ውድድር 100 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ኣመዝጊባ
ሰንበት፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣትላንቲክ ሞሮኮ ኣብ ካዛብላንካ ሓደ ገፋፍ ዓሳ ንበይኑ ዕድሉ ይፍትን
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣትላንቲክ ሞሮኮ ኣብ ካዛብላንካ ሓደ ገፋፍ ዓሳ ንበይኑ ዕድሉ ይፍትን