ንግደት 'ማርያም ደዓሪት' ዝርከቦም ብሉጻት ምስልታት ኣፍሪቃ ናይዚ ሰሙን

ማርያም ደዓሪት
መግለጺ ስእሊ, ማርያም ደዓሪት
Published
ንባብ: 2 ደቓይቕ
ፍሩታት
መግለጺ ስእሊ, ፍረ ጻዕሩ ክሓፍስ ዝበቕዐ ሓረስታይ ግብጺ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት
ተላሃይቲን ሙዚቀኛታትን ደቡብ ኣፍሪካ'ውን ኣብ ጆሃንስበር ምስ ነበርቲ ብምውህሃድ ግሩም ምርኢት ኣቕሪቦም ነይሮም
መግለጺ ስእሊ, ተለሃይቲን ሙዚቀኛታትን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ጆሃንስበር ምስ ነበርቲ ብምውህሃድ ግሩም ምርኢት ኣቕሪቦም ነይሮም
ለይታዊ ትልሂት ኣብ ርእሰከተማ ኣቡጃ
መግለጺ ስእሊ, ናይጀርያ፡ ለይታዊ ትልሂት ኣብ ርእሰከተማ ኣቡጃ
ብዙሕ ህዝቢን ሰዓብቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝሳተፍሉ ፍሉይ ጽንብል
መግለጺ ስእሊ, ብዙሕ ህዝቢን ሰዓብቲ ዝተፈላለያ እምነታት ዝሳተፍሉ ፍሉይ ጽንብል ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት ከረን
ካህናት ከረን ኣብ ቅዳሰን ውዳሰን
መግለጺ ስእሊ, ካህናት ከረን ኣብ ዘርያ ማርያም ደዓሪት ቅዳሰን ውዳሰን እናስምዑ ብሓሙስ
ተሳተፍቲ ንግደት ማርያም ደዓሪት ከረን
መግለጺ ስእሊ, ተሳተፍቲ ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ጸሎት
መዓልቲ ምጥጣዕን ክንክንን ኣብ ትግራይ ዘኽብሩ ክኢላታት ሕርሻን ሓረስቶትን
መግለጺ ስእሊ, መዓልቲ ምጥጣዕን ክንክንን ኣብ ትግራይ ዘኽብሩ ክኢላታት ሕርሻን ሓረስቶትን
መዓልቲ ምጥጣዕን ክንክን ትግራይ
መግለጺ ስእሊ, ምጥጣዕን ምዕቃብን ኣግራብ ኣብ ትግራይ ንምትብባዕ ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ
ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ርእሰከተማ ዳካር
መግለጺ ስእሊ, ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ርእሰከተማ ዳካር
ኣኽላባት ቱኒዝያ'ውን ንገማግም ባሕሮም ኣስተማቒሮሞ ነይሮም
መግለጺ ስእሊ, ኣኽላባት ቱኒዝያ'ውን ንገማግም ባሕሮም ኣስተማቒሮሞ ነይሮም