እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣከባብራ በዓል- መስቀል ኣብ ገለ ከባቢታት - ብስእሊ
Published
ንባብ: 2 ደቓይቕ
በዓል መስቀል 2019 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን፡ ካብ ድሮኡ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ብላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣብ ዝመርሕዎም ከባቢታት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ተሳቲፉ ኣሎ።
ድሕሪ ቅዳሰን ምህለላን፡ ዓቢ ዳሜራ ዝተወልዐ ኰይኑ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተኻየደ ጽንብል ዝገልጹ ኣሳእል እነሆ፣