ካብ ጽምብል ጥምቀት ክሳብ ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ናይዚ ሰሙን ውቁባት ኣሳእል ኣፍሪቃውያን

ጥምቀት
Published

ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳም 11 ጥሪ 2016 ኣቈጻጽራ ግእዝ ካብ ዝተኻየደ ጽምብል በዓል ጥምቀት ክሳብ ጸወታታት ዋንጫ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ዘሕለፍናዮ ሰሙን ብዙሓት ፍጻመታት ተራእዮም እዮም።

ገለ ካብቶም ካብ 19- 25 ጥሪ ዘጋጠሙ ፍጻመታት ድማ ብዞም ዝስዕቡ ውቁባት ኣሳእል ተሰኒዶም ኣለዉ’ሞ ተዓደሙታ...

ሰንበት፡ ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ደገፍቲ ኣብ ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝርከብ ስታድዩም ሎረን ፖኮው ሞሮኮ ኣንጻር ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ክትገጥም ይዕዘቡ...
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ደገፍቲ ኣብ ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝርከብ ስታድዩም ሎረን ፖኮው ሞሮኮ ኣንጻር ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ክትገጥም ይዕዘቡ...
ሰኑይ፡ ንጽባሒቱ ናይጀርያ ኣብ ምድብ ጸወታ ንጊኒ-ቢሳው ረቲዓ ናብ ዙር 16 ሓሊፋ...
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ንጽባሒቱ ናይጀርያ ኣብ ምድብ ጸወታ ንጊኒ-ቢሳው ረቲዓ ናብ ዙር 16 ሓሊፋ...
ሰኑይ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ኣዝዩ መሳጥን ዘይግመትን ይኸውን ኣሎ
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ውድድር ኣዝዩ መሳጥን ዘይግመትን ይኸውን ኣሎ
ሰኑይ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ማሊ ባማኮ ዝቐረበ ሳዕስዒት ኦጎባግና
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ማሊ ባማኮ ዝቐረበ ሳዕስዒት ኦጎባግና
ሰኑይ፡ ኣብ ዋንጫ ዓለም ክሪኬትስ ትሕቲ 19 ዓመት ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ህጻናት ዚምባብወ ኣንጻር ሲሪላንካ ክትገጥም ይዕዘቡ
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ኣብ ዋንጫ ዓለም ክሪኬትስ ትሕቲ 19 ዓመት ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ህጻናት ዚምባብወ ኣንጻር ሲሪላንካ ክትገጥም ይዕዘቡ
ሰሉስ፡ ኣብ ዩጋንዳ፡ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዝርከብ ጎደና ቡጋንዳ ስእልታት ኣብ ዕዳጋ ኢደ ጥበብ ንምርኢት ቀሪቦም
መግለጺ ስእሊ, ሰሉስ፡ ኣብ ዩጋንዳ፡ ኣብ ካምፓላ ኣብ ዝርከብ ጎደና ቡጋንዳ ስእልታት ኣብ ዕዳጋ ኢደ ጥበብ ንምርኢት ቀሪቦም
ሓሙስ፡ ተኣምራት ጥንታዊት ግብጺ ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምርኢት ...
መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ተኣምራት ጥንታዊት ግብጺ ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምርኢት ...
ሓሙስ፡ ኣብ ዩጋንዳ፡ ብራስ ፎር ኣፍሪቃ ኣብ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ቅድሚ ምርኢት ምቕራቦም ልምምድ ይገብሩ
መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ኣብ ዩጋንዳ፡ ብራስ ፎር ኣፍሪቃ ኣብ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ቅድሚ ምርኢት ምቕራቦም ልምምድ ይገብሩ
ቀዳም፡ ሰራሕተኛታት ኣብ ሰሜናዊ ግብጺ ባምቡላ (ማኔክዊን) እናሰርሑ
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ሰራሕተኛታት ኣብ ሰሜናዊ ግብጺ ባምቡላ (ማኔክዊን) እናሰርሑ
ሓሙስ፡ ፕረዚደንት ታንዛንያ ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን፡ ናብ ፕረዚደንት ጆኮ ዊዶዶ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ኣብ ኢንዶነዥያ ናይ ክብሪ ኣቀባብላ ረኺቡ
መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ፕረዚደንት ታንዛንያ ሳሚያ ሱሉሁ ሓሰን፡ ናብ ፕረዚደንት ጆኮ ዊዶዶ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ኣብ ኢንዶነዥያ ናይ ክብሪ ኣቀባብላ ረኺቡ
ሓሙስ፡ ኣብ ሉዋንዳ፡ ፕረዚደንት ኣንጎላ ጆኣው ሎረንሶን ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከንን ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ሓለውቲ ይቀያየሩ
መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ኣብ ሉዋንዳ፡ ፕረዚደንት ኣንጎላ ጆኣው ሎረንሶን ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከንን ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ሓለውቲ ይቀያየሩ
ቀዳም፡ ኣመንቲ ኣብ ስነ-ስርዓት ጥምቀት ንምስታፍ ይጽበዩ...
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ኣመንቲ ኣብ ስነ-ስርዓት ጥምቀት ንምስታፍ ይጽበዩ...
ቀዳም፡ በዓል ኦርቶዶክሳዊ ክርስትያናዊ በዓል ጥምቀት፡ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝተኻየደ ጥምቀተ ኢየሱስ ዘኽብር እዩ
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ በዓል ኦርቶዶክሳዊ ክርስትያናዊ በዓል ጥምቀት፡ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝተኻየደ ጥምቀተ ኢየሱስ ዘኽብር እዩ