ሕሩያት ኣሳእል ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣብዚ ሰሙን

ቀዳም፡ ኣብ ሰኔጋል ከተማ ዳካር ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ዮፍ፡ ሓደ ፈረስ ሰብነቱ ንኽዝሕል ይሕጸብ
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ኣብ ሰኔጋል ከተማ ዳካር ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ዮፍ፡ ሓደ ፈረስ ሰብነቱ ንኽዝሕል ይሕጸብ
Published

ካብ 1 – 7 ታሕሳስ ኣብ ዝነበረ ሓደ ሰሙን ዝተሓረዩ ውቁባት ኣሳእል ኣፍሪቃ ተዓደሙ።

ሰንበት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መናፈሻ ማይ ዝተረኸቡ ሰባት ኣብ እዋን ዕረፍቶም ይዝናነዩ
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መናፈሻ ማይ ዝተረኸቡ ሰባት ኣብ እዋን ዕረፍቶም ይዝናነዩ
ቀዳም፡ ሳዕሳዕቲ ባሌ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ትያትር ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ሳዕሳዕቲ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ትያትር ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ምርኢት
ቀዳም፡ ኣብ መንጎ ተዓዘብቲ ዝተረኸቡ ካብ ዘይወግዓዊ ሰፈራታት ዝመጹ ህጻናት ተማሃሮ በቲ መስተንክር ምርኢት ተመሲጦም ነይሮም
መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ኣብ መንጎ ተዓዘብቲ ዝተረኸቡ ካብ ዘይወግዓዊ ሰፈራታት ዝመጹ ህጻናት ተማሃሮ በቲ መስተንክር ምርኢት ተመሲጦም ነይሮም
ሰኑይ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ታንዛንያ ካሲም ማጃሊዋ፡ ብውሕጅን መደራጉሕን ዝጠፍኡ ሰባት ንምድላይ ኣብ ዝተኻየደ ስርሒት ተሳቲፉ
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ታንዛንያ ካሲም ማጃሊዋ፡ ብውሕጅን መደራጉሕን ዝጠፍኡ ሰባት ንምድላይ ኣብ ዝተኻየደ ስርሒት ተሳቲፉ
ሰሉስ፡ ጎስጓሲት ትምህርቲ ማላላ ዩሱፍዛይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ መበል 10 ዓመት ሞት ኔልሰን ማንዴላ ኣብዒላ
መግለጺ ስእሊ, ሰሉስ፡ ጎስጓሲት ትምህርቲ ማላላ ዩሱፍዛይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ከተማ ጆሃንስበርግ መበል 10 ዓመት ሞት ኔልሰን ማንዴላ ኣብዒላ
ሰሉስ፡ ደገፍቲ ፍልስጤም ዝዀኑ ሰልፈኛታት ኣብ ዙርያ ሓወልቲ ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ፕሪቶርያ ተኣኪቦም
መግለጺ ስእሊ, ሰሉስ፡ ደገፍቲ ፍልስጤም ዝዀኑ ሰልፈኛታት ኣብ ዙርያ ሓወልቲ ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ፕሪቶርያ ተኣኪቦም
ረቡዕ፡ ሳዕሳዕቲ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ንምኽባር ኣብ ጎደናታት ርእሰ ከተማ ላይበርያ ሞንሮቭያ ምርኢት ኣቕሪቦም
መግለጺ ስእሊ, ረቡዕ፡ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ንምኽባር ሳዕሳዕቲ ኣብ ጎደናታት ሞንሮቭያ፡ ላይበርያ ምርኢት ኣቕሪቦም
ረቡዕ፡ ኣብ ሩዋንዳ፡ መንእሰያት ሳዕሳዕቲ ኣብ ፈስቲቫል ሙቭ ኣፍሪቃ
መግለጺ ስእሊ, ረቡዕ፡ ኣብ ሩዋንዳ፡ መንእሰያት ሳዕሳዕቲ ኣብ ፈስቲቫል ሙቭ ኣፍሪቃ
ረቡዕ፡ ታንዛንያዊት ዙኩ እውን ኣብ ኪጋሊ ተረኺባ ምርኢት ኣቕሪባ
መግለጺ ስእሊ, ረቡዕ፡ ታንዛንያዊት ዙኩ እውን ኣብ ኪጋሊ ተረኺባ ምርኢት ኣቕሪባ
ሰኑይ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ግብጺ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ሩባ ኣባይ ጃልባ ገፈፍቲ ዓሳ ትርአ
መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ግብጺ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ሩባ ኣባይ ጃልባ ገፈፍቲ ዓሳ ትርአ