‘ምበላዕኽሞምዶ’ - ኣዛነይቲ ምስልታት ህይወት ዘገዳም

ብዙሕነት ህይወት ዘመልክት ኬክ ብሊዛ ኣዳምቸቭስኪ
Published

ኣብዚ ሰሙን ክልተ በዓላት ብድምቀት ተኸቢሮም ኣለዉ።

በዓል ክበሃል ከሎ ካብ ዝለዓሉ መግብታት ሓደ ድማ ኬክ’ዩ። ከም ኬክ ዝኣመሰሉ ምቁራት መግብታት ዘይበልዑ እምበር ዘይፈትዉ ሰባት ሒደት’ዮም።

ንሎሚ ብኣምሳል እንስሳታትን ህይወትን ዘገዳም ዝተሰርሑ ምስልታት ንዕድመኩም።

ቢቢሲ ህይወት ዘገዳም፡ ተኸታተልቱ ህይወት ዘገዳም ዘርእዩ ኬካት ከካፍሉ ድሕሪ ምሕታቱ ካብ ኣንበብቲ ዝቐረቡ ኣሳእል ኬካት እዮም።

በሉ፡ በዞም መሰጥቲን ብዛዕባ ተፈጥሮ ንክንሓስብ ዝድርኹን ኣሳእል ተዛነዩ።

ሞዝማይቲ፡ ወዳ ንፈለማ እዋን ምስ ተመን ብዝነበሮ ተሞክሮ ተደፋፊኣ ዝሰኣለታ እያ።
መግለጺ ስእሊ, ሞዝማይቲ፡ ወዳ ንፈለማ እዋን ምስ ተመን ብዝነበሮ ተሞክሮ ተደፋፊኣ ዝሰኣለታ እያ
ኣብ ስዊሚንግ ሄድ ፕሮዳክሽንስ ዝሰርሑ ናይ ባሕሪ ተመራመርቲ ስነ ህይወት ዘዳለውዎ ናይ መርዓ ኬክ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስዊሚንግ ሄድ ፕሮዳክሽንስ ዝሰርሑ ናይ ባሕሪ ተመራመርቲ ስነ ህይወት ዘዳለውዎ ናይ መርዓ ኬክ
ብእንስሳ ዘገዳም ዝተመሰለ ናይ ልደት ኬክ ብፊዮና መርደው
መግለጺ ስእሊ, ብእንስሳ ዘገዳም ዝተመሰለ ናይ ልደት ኬክ ብፊዮና መርደው
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዱርሃም ዝርከቡ ክኢላታት ዕቃበ ስነ-ህይወት ዘጽንዕዎም ዓይነት እንስሳታት ዘርእይ ኬክ
ኬክ ዑፍ ገነት ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዑፍ ገነት ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
ኬክ ዶዶ ዑፍ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዶዶ ዑፍ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
ኬክ በላዕ ፍልሖ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
መግለጺ ስእሊ, ኬክ በላዕ ፍልሖ ብዶክተር ናታሊ ሎረንስ
ኬክ እንቁርዖብ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
መግለጺ ስእሊ, ኬክ እንቁርዖብ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
ኬክ ዘራፍ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ዘራፍ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
ኬክ ማንቲለ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ማንቲለ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
ህይወት ዘገዳም ዘመልክት ናይ መርዓ ኬክ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
መግለጺ ስእሊ, ህይወት ዘገዳም ዘመልክት ናይ መርዓ ኬክ ብጃኒን ዊልኪንስ ሳንደርሰን
ኬክ ላማ (ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ እንስሳ መጽዓን) ብላማ ትራቭል
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ላማ (ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ እንስሳ መጽዓን) ብላማ ትራቭል
ኬክ ደርሆ ብሉዊስ ኢቫንስ
መግለጺ ስእሊ, ኬክ ደርሆ ብሉዊስ ኢቫንስ
ብዙሕነት ህይወት ዘመልክት ኬክ ብሊዛ ኣዳምቸቭስኪ
መግለጺ ስእሊ, ብዙሕነት ህይወት ዘመልክት ኬክ ብሊዛ ኣዳምቸቭስኪ