ሕሩያት ኣሳእል ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን

Published
ንባብ: 3 ደቓይቕ

ካብ 3-9 ሕዳር 2023 ኣብ ዝነበረ እዋን ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃን ኪኖኡን ዝተመርጹ ብሉጻት ኣሳእል ተዓደሙ።

ኢትዮጵያ
መግለጺ ስእሊ, ኢትዮጵያ፡ ሰዓብቲ ኦርቶዶክ ክርስትያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣብ ዝርከብ ጎደና ብዕለተ ዓርቢ እናተጓዕዙ
ብራዚል፡ ብረቡዕ ኣብ ከተማ ሪዮ ዲ ጃኔሮ፡ ንጉስ ኣንጎላ ትቾንጎላ ትቾንጎንጋ ኤኩይኪ ሻድሻይ፡ መበቆሎም ካብ ኣንጎላ ዝመጹ ሰባት ይበጽሕ።
መግለጺ ስእሊ, ብራዚል፡ ብረቡዕ ኣብ ከተማ ሪዮ ዲ ጃኔሮ፡ ንጉስ ኣንጎላ ትቾንጎላ ትቾንጎንጋ ኤኩይኪ ሻድሻይ፡ መበቆሎም ካብ ኣንጎላ ዝመጹ ሰባት ይበጽሕ
ኤል ሳልቫዶር፡ ብሰኑይ ጊኒ ዲያና-ሊታ ሂነስትሮሳ ኢራውል ካብ ኢኳቶርያል ጊኒ ቅድሚ ውድድር ወይዘሪት ዩኒቨርስ።
መግለጺ ስእሊ, ኤል ሳልቫዶር፡ ብሰኑይ ጊኒ ዲያና-ሊታ ሂነስትሮሳ ኢራውል ካብ ኢኳቶርያል ጊኒ ቅድሚ ውድድር ወይዘሪት ዩኒቨርስ
ኬንያ፡ ኣብ ናኩሩ ካውንቲ ዝርከብ ጉጅለ ምእላይ ጎሓፍ ዝመርሕ ጀምስ ጊታየ ብረቡዕ
መግለጺ ስእሊ, ኬንያ፡ ኣብ ናኩሩ ካውንቲ ዝርከብ ጉጅለ ምእላይ ጎሓፍ ዝመርሕ ጀምስ ጊታየ ብረቡዕ
ኣይቮሪኮስት፡ ብቀዳም ንጉስ ኣሞን ፖል ደሲረ ታኖው ኣብ ግራንድ-ባሳም ባህላዊ በዓል ይዕዘብ
መግለጺ ስእሊ, ኣይቮሪኮስት፡ ብቀዳም ንጉስ ኣሞን ፖል ደሲረ ታኖው ኣብ ግራንድ-ባሳም ባህላዊ በዓል ይዕዘብ
ሞሮኮ፡ ብቀዳም ርእሰ ከተማ ራባት ዓለምለኻዊ ጉባኤ ፍላሜንኮ ኣአንጊዳ
መግለጺ ስእሊ, ሞሮኮ፡ ብቀዳም ርእሰ ከተማ ራባት ዓለምለኻዊ ጉባኤ ፍላሜንኮ ኣአንጊዳ
ብራዚል፡ ማርክ ዲያኪሰ ካብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ትማሊ ቀዳም ኣብ ዝተዓወተሉ ግጥም
መግለጺ ስእሊ, ብራዚል፡ ማርክ ዲያኪሰ ካብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ትማሊ ቀዳም ኣብ ዝተዓወተሉ ግጥም
ማዳጋስካር፡ ብቀዳም ሓለፍቲ ጸጥታ ኣብ ርእሰ ከተማ ማዳጋስካር ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዘንብዕ ጋዝ ይትኩሱ
መግለጺ ስእሊ, ማዳጋስካር፡ ብቀዳም ሓለፍቲ ጸጥታ ኣብ ርእሰ ከተማ ማዳጋስካር ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ዘንብዕ ጋዝ ይትኩሱ
ኣመሪካ፡ ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ድሕሪ ምዕዋታ ምስ ጓላ ብኹርዓት ተሳኢላ
መግለጺ ስእሊ, ኣመሪካ፡ ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ድሕሪ ምዕዋታ ምስ ጓላ ብኹርዓት ተሳኢላ
ሶማልያ፡ ብረቡዕ ኣብ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ዕልቕልቕን
መግለጺ ስእሊ, ሶማልያ፡ ብረቡዕ ኣብ ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ዕልቕልቕን
ስፔን፡ ብደሴታት ካናሪ ስጳኛ ዝተሰደደ ኣፍሪቃዊ ብሓሙስ ብመስኮት ሆቴሉ ፍሽኽ እናበለ ይርአ
መግለጺ ስእሊ, ስፔን፡ ብደሴታት ካናሪ ስጳኛ ዝተሰደደ ኣፍሪቃዊ ብሓሙስ ብመስኮት ሆቴሉ ፍሽኽ እናበለ ይርአ