ክሊማዊ ለውጢ ንምርኣይ ዳግም ዝተዳለዉ ስእልታት

ፊሊፕ ራብዓይ ኣብ ዝባን ፈረስ፡ ብዲያጎ ቫለዝኲዝ
መግለጺ ስእሊ, ፊሊፕ ራብዓይ ኣብ ዝባን ፈረስ፡ ብዲያጎ ቫለዝኲዝ
Published

ፖለቲካዊ መራሕትን ዲፕሎማሰኛታትትን ኣብ ጉዳይ ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ርእሰ ከተማ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝዝትይሉ እዋን፡ ኣብ ዕቀባ ህይወታውያን ዝሰርሕ 'WWF'ን ቤተ መዘክር ፕራዶን፡ ክሊማዊ ለውጢ ኣብ ህይወት ወዲ ሰብ ዘለዎ ጽልዋ ንምርኣይ፡ ኣብቲ ዓውዲ ናብ ዝግበር ምንቅስቃስ ተሓዊሶም ኣለዉ።

ብሓባር ኣብ ፕራዶ ቤተ መዛግብቲ ካብ ዘለዉ ስራሕቲ፡ ሳዕቤናት ክሊማዊ ለውጢ ከርእዩ ዝኽእሉ ኣርባዕተ ብሉጻት ቅብኣታት መሪጾም።

እቲ ዋዕላ ኣብ ቺለ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኮይኑ፡ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ዝተፈጠረ ዘይምርግጋእ ናብ ስፔን ክዛወር ክኢሉ።

ስእሊ ዲያጎ ቫለዝኲዝ፡ ምውሳኽ መጠን ጸፍሒ ባሕሪ ከመላኽት ተገይሩ ቀሪቡ።

ብ 'WWF' ዝተዳለወ ስእሊ ቫለስኲዝ
Presentational white space
Presentational grey line

'ዘ ፓራሶል' (ፎኪስ ጽላል) ብ ፍራንሲስኮ ዲ ጎያ

Presentational white space
'ዘ ፓራሶል' (ፎኪስ ጽላል) ብ ፍራንሲስኮ ዲ ጎያ
Presentational white space

ማሕበራዊ ህይወት ክሊማዊ ስደተኛታት ከንጸባርቕ ዝተዳለወ እዩ

Presentational white space
'WWF' ዘዳለዎ ስእሊ ዘ ፓራሶል
Presentational white space
Presentational grey line

ናይ ጆዋቺም ፓቲኒር 'ላንድሰኬፕ ዊዝ ቻሮን ክሮሲን ዘ ስታይክስ' ድማ

Presentational white space
ናይ ጆዋቺም ፓቲኒር 'ላንድሰኬፕ ዊዝ ቻሮን ክሮሲን ዘ ስታይክስ'
Presentational white space

ሓያል ድርቂ ኣብ ሩባታትን ኣዝርእትን ዘብጸሖ ጉድኣት ከርእይ ተገይሩ።

Presentational white space
ናይ 'WWF' 'ላንድሰኬፕ ዊዝ ቻሮን ክሮሲን ዘ ስታይክስ'
Presentational white space
Presentational grey line

ናይ ጆዋኲን ሶሮላ 'ቦይስ ኦን ዘ ቢች' እውን

Presentational white space
ጆዋኲን ሶሮላ 'ቦይስ ኦን ዘ ቢች'
Presentational white space

ሂወታውያን እንትጸንቱ ዘርኢ ኮይኑ ተዳልዩ።

Presentational white space
ናይ 'WWF' 'ቦይስ ኦን ዘ ቢች'
Presentational white space