ብስእሊ፡ ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣብ መላእ ዓለም

Published

ማዕበል ኣከባብራ ሓደሽ ዓመት ንሰማያት ዓበይቲ ከተማታት ብድምቀት ከብረሀን እንከሎን፤ ብሚልዮናት ዝቁጸሩ ሰባት ንዓይንኻ ዝደጕሕ መስተንክር ዝኾነ ምርኢት ሽግን መብራህትን ክምልከቱ እንከለው ዘርእዩ ስእልታት!

ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት 2019 ኣብ ማእከል ሎንደን
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት 2019 "ለንደን ኣይ" እናተብሃለ ኣብ ዝፍለጥ ማእከል ሎንደን
''የለው ቨስት'' ሰልፈኛታት ኣብ ፓሪስ-ታሕሳስ 31-2018
መግለጺ ስእሊ, ''የለው ቨስት'' ሰልፈኛታት ኣብ ፓሪስ
ጽንብል ሓዲሽ ዓመት ኣብ በርሊን ጀርመን
መግለጺ ስእሊ, ጽንብል ሓድሽ ዓመት 2019 ኣብ በርሊን ጀርመን
ሞስኮ፡ ኣብ ጽንብል ሓዲሽ ዓመት ክልተ መጻምቲ ክሰዓዓሙ እንከለው
መግለጺ ስእሊ, ሞስኮ፡ ኣብ ጽንብል ሓድሽ ዓመት ክልተ መጻምድቲ ክሰዓዓሙ እንከለው
ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት ንሰማያት ከተማ ናይሮቢ ኣብሪሁ እንከሎ ዘርኢ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ድሮ ሓድሽ ዓመት ንሰማያት ከተማ ናይሮቢ ኣብሪሁ
ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት 2019 ኣብ ዱባይ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣብቲ ኣብ ዓለም ዝነውሐ ህንፃ ቡርጂ ኻሊፋ ኣብ ዱባይ
ኣብ ሰሜን ኮርያ ብዱሂስቲ ንሓዲሽ ዓመት መቀበሊ ሽምዓ ወሊዖም
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሰሜን ኮርያ ብዱሂስቲ ንሓድሽ ዓመት መቀበሊ ሽምዓ ወሊዖም
ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ሰባት ኣብ ታይዋን ንሓዲሽ ዓመት 2019 ከብዕሉ እንከለው
መግለጺ ስእሊ, ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ታይዋን ንሓድሽ ዓመት ከብዕሉ እንከለው
ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት 2019 ኣብ ሆንግ ኮንግ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሆንግ ኮንግ፡ ቻይና
ጽንብል ሓዲሽ ዓመት 2019 ኣብ በጂን ቻይና
መግለጺ ስእሊ, ጽንብል ድሮ ሓድሽ ዓመት ኣብ በጂንግ ቻይና
ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት 2019 ኣብ ሲንጋፖር
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣብ ሲንጋፖር
ኣከባብራ ሓዲሽ ዓመት ኣብ ሲድኒ ኣውስትራልያ ጥሪ 2019
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሲድኒ ፡ ኣውስትራልያ

ኩሎም ኣሳእል መሰል ዋንነት ዝተሓልው ኢዮም።