ድሮናት ስእሊ ንኲናት ትጥቀም ዘላ ዩክረይን

መግለጺ ቪድዮ, ዲጄኣይ ማቪክ ቪድዮ ንምስኣል ዘገልግል ብተዛማዲ ሕሱር ድሮን እዩ
Published

ኣብ ግንባራት ኲናት ልዑል ጠለብ ድሮናት ገጢምዋ ዘሎ ዩክረይን፡ ዛጊት ልዕሊ 3500 ድሮናት ክትዕድግ ከላ ካብ ዙርያ ዓለም ብፖስታ ዝተለኣኸ ናይ ድሮን ልግሲ ትቕበል ኣላ። እንተዀነ እታ ሃገር፡ ድሮናት ብምጥቃም ኣብ ውሽጢ ሩስያ መጥቃዕቲ ብምፍጻም ትኽሰስ።