ኤርትራ፡ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት ብስእሊ

ስታድዩም ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ዝተፈላለዩ ባህላውን ፈጠራውን ምርኢታት ዝቐረበሉ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት ኤርትራ
Published
ስታድዩም ኣስመራ
ጽንብል ናጽነት ኣብ ስታድዩም ኣስመራ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ እናጣቕዐ
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ እናጣቕዐ
ኣብ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት ዝተሳተፈ ህዝቢ፡ ኣስመራ 24 ግንቦት 2024
መንእሰያት ኣብ ምርኢት
ንዝኽሪ ቃልሲ ንናጽነት ንምዝካር ቁምጣ ስረ ዝለበሱ ወተሃደራት ኤርተራ
መግለጺ ስእሊ, ንዝኽሪ ቃልሲ ንናጽነት ንምዝካር ቁምጣ ስረ ዝለበሱ ወተሃደራት ኤርተራ
ባረንቱ፡ ዞባ ጋሽ ባርካ
መግለጺ ስእሊ, ባረንቱ፡ ዞባ ጋሽ ባርካ
ምርኢት
ባጽዕ፡ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ
መግለጺ ስእሊ, ባጽዕ፡ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ
ኣስመራ ኣብ ድሮ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት
መግለጺ ስእሊ, ዓሰብ፡ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ
ኣስመራ ኣብ ድሮ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት
መግለጺ ስእሊ, ጎደና ሓርነት፡ ጽንብል ድሮ ናጽነት
ኣስመራ ኣብ ድሮ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት
መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ኣስመራ ኣብ ድሮ መበል 33 ዓመት መዓልቲ ናጽነት
መንደፈራ፡ ዞባ ደቡብ
መግለጺ ስእሊ, መንደፈራ፡ ዞባ ደቡብ
ኣስመራ ኣብ ድሮ ጽንብል መበል 33 ዓመት ናጽነት
መግለጺ ስእሊ, ብመብራህቲ ዝወቀበ ጎደናታት ኣስመራ
ሰልጠንቲ መዓስከር ሳዋ
መግለጺ ስእሊ, ሰልጠንቲ መዓስከር ሳዋ
ኣስመራ፡ ዞባ ማእከል
መግለጺ ስእሊ, ዞባ ማእከል