ናይዚ ሰሙን ውቁባት ስእልታት ኣፍሪቃ

ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብ ከውሒ ዝተቖርጻ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ከተማ ላሊበላ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያናት፡ ካህናት ኣብቲ ቀዳም ዝተኸብረ ኦርቶዶክሳዊ ልደት ...
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሓንቲ ካብተን ኣብ ከውሒ ዝተቖርጻ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ከተማ ላሊበላ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ክርስቲያናት፡ ካህናት ኣብቲ ቀዳም ዝተኸብረ ኦርቶዶክሳዊ ልደት ...
Published
ኣብ ደቡባዊ ሲናይ ግብጺ ብሰሉስ ዝተኻየደ ዓመታዊ ውድድር ኣግማል በደዊን ቅድሚ ምጅማሩ፡ ሓደ ተሓጋጋዚ ንሓደ ህንጡይ ተሳታፊ ግመል ሒዙ ይርአ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡባዊ ሲናይ ግብጺ ብሰሉስ ዝተኻየደ ዓመታዊ ውድድር ኣግማል በደዊን ቅድሚ ምጅማሩ፡ ሓደ ተሓጋጋዚ ንሓደ ህንጡይ ተሳታፊ ግመል ሒዙ ይርአ
ገለ ካብቶም ኣብ ዓመታዊ ንግደት ቤተክርስትያን ሸምቤ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሳተፉ 20 ሽሕ ሰባት፡ ብቅዳም ናብቲ ኣብ ከባቢ ደርባን ዝርከብ ቅዱስ እምባ ንላንጋካዚ ብእግሮም ክድይቡ ይረኣዩ...
መግለጺ ስእሊ, ገለ ካብቶም ኣብ ዓመታዊ ንግደት ቤተክርስትያን ሸምቤ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝሳተፉ 20 ሽሕ ሰባት፡ ብቅዳም ናብቲ ኣብ ከባቢ ደርባን ዝርከብ ቅዱስ እምባ ንላንጋካዚ ብእግሮም ክኸዱ ይረኣዩ...
ሳዕሳዕቲ ኣብቲ ኣብ ጥቓ እቲ ፍጸመ ኣብ ዝርከብ እምባ ምርኢት የቕርቡ - እቲ ኣጋጣሚ ንክርስትያናዊ ስርዓታት ምስ ባህላዊ ባእታታት ዙሉ ዝሓዋወሰ እዩ።
መግለጺ ስእሊ, ሳዕሳዕቲ ኣብቲ ኣብ ጥቓ እቲ ፍጸመ ኣብ ዝርከብ እምባ ምርኢት የቕርቡ - እቲ ኣጋጣሚ ንክርስትያናዊ ስርዓታት ምስ ባህላዊ ባእታታት ዙሉ ዝሓዋወሰ እዩ።
ኣብ ቤኒን ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ በዓል ቩዱ፡ ውፉያት ኣብ ጥቓ ቀንዲ ከተማ ኮቶኑ ስርዓታት ይፍጽሙ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ቤኒን ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ በዓል ቩዱ፡ ውፉያት ኣብ ጥቓ ቀንዲ ከተማ ኮቶኑ ስርዓታት ይፍጽሙ
ብሰንበት ኣብ ንግዳዊ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ሌጎስ ኣብ ኣውራጃ ኣገገ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ክልተ ኣባግዕ ዝዕዘብ ህዝቢ
መግለጺ ስእሊ, ብሰንበት ኣብ ንግዳዊ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ ሌጎስ ኣብ ኣውራጃ ኣገገ ኣብ ዝተኻየደ ቃልሲ ክልተ ኣባግዕ ዝዕዘብ ህዝቢ
እቶም ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ማሊ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 46 ወተሃደራት ኣይቮሪኮስት ንቤተሰቦምን ፈተውቶምን ሓጎሶም ኣብ ዝገልጽሉ እዋን
መግለጺ ስእሊ, እቶም ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ማሊ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 46 ወተሃደራት ኣይቮሪኮስት ንቤተሰቦምን ፈተውቶምን ሓጎሶም ኣብ ዝገልጽሉ እዋን
ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዝርከቡ ወተሃደራት ሓይሊ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብቲ ብዓርቢ ዓመጽቲ ኤም23 ዘረከብዎ መዓስከር ሓለዋ ደው ኢሎም
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዝርከቡ ወተሃደራት ሓይሊ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብቲ ብዓርቢ ዓመጽቲ ኤም23 ዘረከብዎ መዓስከር ሓለዋ ደው ኢሎም
ሰንበት ኣብ ወደብ ዛርዚስ ቱኒዝያ ዝርከብ ገፋፍ ዓሳ፡ ንዝቕጽል ስርሑ ቅድሚ ምብጋሱ መርበቡ የዳሉ
መግለጺ ስእሊ, ሰንበት ኣብ ወደብ ዛርዚስ ቱኒዝያ ዝርከብ ገፋፍ ዓሳ፡ ንዝቕጽል ስርሑ ቅድሚ ምብጋሱ መርበቡ የዳሉ
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብተደጋጋሚ ዘጋጥም ዘሎ ምቁራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ነዚ ኣብ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ መስጊድ ቁርኣን ዘንብብ ዘሎ ሰብኣይ ደው ዘብሉ ኣይኮኑን
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብተደጋጋሚ ዘጋጥም ዘሎ ምቁራጽ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ነዚ ኣብ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ መስጊድ ቁርኣን ዘንብብ ዘሎ ሰብኣይ ደው ዘብሉ ኣይኮኑን

መሰል ቅዳሕ ስእልታት ዝተሓለወ እዩ።