እስራኤል-ቓዛ፡ መበል 18 መዓልቲ ብስእሊ

ኣማኢት ሰባት ዝተሳተፍዎ ስነስርዓት ቀብሪ ግዳያት ሓማስ ዝኾና ብሪጣንያውያን-እስራኤላውያን ኣደ ሊያን፡ ምስ ክልተ ኣዋልድ ደቃ፡ ኖያን ያሄልን
መግለጺ ስእሊ, ኣማኢት ሰባት ዝተሳተፍዎ ስነስርዓት ቀብሪ ግዳያት ሓማስ ዝዀና ብሪጣንያውያን-እስራኤላውያን ነበርቲ ናይታ ብዙሓት ዝተቐትሉዋ ኪቡዝ ቢኢር ዝነበራ ኣደን ክልተ ደቃን- ሊያ፡ ክልተ ኣዋልድ ደቃ፡ ኖያን ያሄልን
Published
ብደብዳባት ሰራዊት እስራኤል ዝደብየ ህይወት ንምድሓን ዝግበር ዘሎ በዳሂ ጻዕርታት ነበርቲ ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, ብደብዳባት ሰራዊት እስራኤል ዝተደብየ ህይወት ንምድሓን ዝግበር ዘሎ በዳሂ ጻዕርታት ነበርቲ ቓዛ
ድሕሪ ደብዳብ እስራኤል ኣብ መዓስከር ስደተኛት ካሃን ዮንስ ህይወት ንምድሓን ዝረባረቡ ዘለዉ ሰራሕተኛታትን ነበርትን ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, ድሕሪ ደብዳብ እስራኤል ኣብ መዓስከር ስደተኛት ካሃን ዮንስ ህይወት ንምድሓን ዝረባረቡ ዘለዉ ሰራሕተኛታትን ነበርትን ቓዛ
'ጽቡቕ ኣሎ ክፉእ ኣሎ' ብምባል ንደቁ መለለዪ በናጅር ክኣስረለን ዝተገደደ ወላዲ
መግለጺ ስእሊ, 'ጽቡቕ ኣሎ ክፉእ ኣሎ' ብምባል ንደቁ መለለዪ በናጅር ክኣስረለን ዝተገደደ ኣቦ ኣብ ቓዛ
መለለዪ በናጅር ዝተኣስረላ ህንጻን ቓዛ
መግለጺ ስእሊ, መለለዪ በናጅር ዝተኣስረላ ህጻን ቓዛ
ኣስማት ናይቶም ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ህጻናት እስራኤል ዝተጻሕፎም 'ቴዲቤራት' ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ፡ ቅርዓት ዲዘንጎፍ
መግለጺ ስእሊ, ኣስማት ናይቶም ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ህጻናት እስራኤል ዝተጻሕፎም 'ቴዲቤራት' ኣብ ከተማ ተልኣቪቭ፡ ቅርዓት ዲዘንጎፍ
ወተሃደር እስራኤል ኣብ ልዕሊ ታንኪ፡ 18 ጥቅምቲ 2023
መግለጺ ስእሊ, ናብ ቓዛ ክኣትዉ ትጽቢት ዝግበረሎም ብታንክታት ዝተሰነዩ ሓይልታት እስራኤል ኣብ ዶባት ቓዛ ተኣኪቦም ይርከቡ
ነቶም ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዘለዉ ወለንተኛታት ዝኸውን መግቢ እናተዳለወ- መዓስከር ስደተኛታት ካሃን ዮንስ
መግለጺ ስእሊ, ነቶም ሰብኣዊ ደገፍ ዝህቡ ዘለዉ ወለንተኛታት ዝኸውን መግቢ እናተዳለወ- መዓስከር ስደተኛታት ካሃን ዮንስ
ኢማኑዌል ማክሮን
መግለጺ ስእሊ, ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንጃሚን ነታንያሁ ክዘራረብ ናብ ተልኣቪቭ ዝኣተወ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑዌል ማክሮን