ጽንብል ሓድሽ ዓመት 2024 ኣብ ዝተፈላለየ ኵርናዓት ዓለም ብስእሊ

ኒው ዮርክ
መግለጺ ስእሊ, ኒው ዮርክ
Published

ህዝቢ ዓለም ነታ ዓመት ምሉእ ዘሳለየቶ 2023 ምስ ብዙሕ ሕማቕን ጽቡቕን ክስተታታ ኣፋንዩ፡ ነዛ 365 መዓልታት ኣብ ቅድሚኣ ገይራ፡ ባሕቲ ኢላ ፈሊማ ዘላ ዓመተ 2024፡ ምስ ብዙሕ ተስፋታቱን ትጽቢታቱን ሓንጐፋይ ኢሉ ተቐቢልዋ ኣሎ።

በብዘለዎ ጽቡቕ ለውጢ ብምምናይ ከኣ እዛ ዓመት ሰናይ ክትኰነሉ ክንዮ ሓድሕድ ጽቡቕ ምምንናይ፡ ብርችት፡ ብጽንብልን ብፍስሃን ተቐቢልዋ ኣሎ።

ኣብ ዝተፈላላየ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ከካብ ዘለውዎ ዝሰነድዎ ነቲ ጽንብል ዝርኢ ኣሳእል ሓሪና ንገሊኡ ከነቕርበልኩም።

ርሑስ ሓድሽ ዓመት!

ርዮ ዲ ጃኔሮ
መግለጺ ስእሊ, ርዮ ዲ ጃኔሮ
ዳላስ ኣሜሪካ
መግለጺ ስእሊ, ዳላስ ኣሜሪካ
ኒው ዮርክ
መግለጺ ስእሊ, ኒው ዮርክ
ዱባይ
መግለጺ ስእሊ, ዱባይ
ኣሕመዳባድ ህንዲ
መግለጺ ስእሊ, ኣሕመዳባድ ህንዲ
ፓሪስ ፈረንሳ
መግለጺ ስእሊ, ፓሪስ ፈረንሳ
ርዮ ዲ ጃኔሮ
መግለጺ ስእሊ, ርዮ ዲ ጃኔሮ
ለንደን
መግለጺ ስእሊ, ለንደን
ኦስሎ ኖርወይ
መግለጺ ስእሊ, ኦስሎ ኖርወይ
ታይላንድ
መግለጺ ስእሊ, ታይላንድ
ሌጎስ ናይጀርያ
መግለጺ ስእሊ, ሌጎስ ናይጀርያ
ቶክዮ ጃፓን
መግለጺ ስእሊ, ቶክዮ ጃፓን
ኒው ዮርክ
መግለጺ ስእሊ, ኒው ዮርክ
ናይሮቢ ኬንያ
መግለጺ ስእሊ, ናይሮቢ ኬንያ
በርሊን ጀርመን
መግለጺ ስእሊ, በርሊን ጀርመን
ስዊዘርላንድ
መግለጺ ስእሊ, ስዊዘርላንድ