ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምስሊ

Published

ዓመት መጸ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብድምቀት ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሎሚ ኣብ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ካብ ህጻናት ክሳዕ ዓበይቲ ባህላዊ ክዳውንቲ ብምልባስ ብዝማረ የድምቕዎ። ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንኣከባብራ እቲ በዓል ብዝምልከት ካብ ዝተዘርግሑ ስእልታት ገለ እነሆ።

ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ
ዘማርቲ ኣብ ኣዲስ አበባ ቦሌ መድኃኔዓለም ቤተክርስቲያን
መግለጺ ስእሊ, ዘማርቲ ኣብ ኣዲስ አበባ ቦሌ መድኃኔዓለም ቤተክርስቲያን
ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ አበባ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣዲስ አበባ
ጃን ሜዳ ኣዲስ አበባ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ አበባ
ኣብ ባሕር ዳር
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ባሕር ዳር
አከባብራ ጥምቀት ኣብ ከተማ ከሚሴ
መግለጺ ስእሊ, አከባብራ ጥምቀት ኣብ ከተማ ከሚሴ