ንቃንዝኣ ቅብኣ ብምስኣል እተፍኩስ ገብሪኤላ ተስፋይ
Published
ገብሪኤላ ተስፋይ ኣብ ኣመሪካ እትነብር ትግራወይቲ ስነ ጥበበኛ እያ። እቲ ኣብ ሃገራ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ኵናት ዝፈጠረላ ቃንዛ ቅብኣ ብምስኣል ንምፍኳስ ትጽዕር።