ኣፍጋኒስታን፡ ምውጻእ ናይ መወዳእታ ወተሃደር ምልክት ምዝዛም ዝነውሐ ኲናት ኣመሪካ

መግለጺ ቪድዮ, ኣፍጋኒስታን፡ ምውጻእ ናይ መወዳእታ ወተሃደር ምልክት ምዝዛም ዝነውሐ ኲናት ኣመሪካ
Published

ናይ መወዳእታ ወተሃደራዊ በረራ ነፋሪት ኣመሪካ ካብ ካቡል ምብጋሳ፡ ነቲ ን20 ዓመታት ዝቐጸለ ኣዘራራቢ ህላወ ኣመሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታን ዘኽትም እዩ።