ብኣመንዝራነት ህይወተን ዝመርሓ ኣዶን ጓልን
Published
ኣብ ሴራልዮን ብስራሕ ኣመንዝራነት ዝመሓደራ ኣዶ፣ ኣሓት ኮታስ ስድራ ምርኣይ ልሙድ እዩ። እተን ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈራ ደቂ አንስትዮ ስርሐን ብማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ንጹግ ከም ዝኾነ’ኳ ዝርድኣ እንተኾነ ኣማራጺ የብለንን።
ኣፍሪቃ ኣይ ኣብ ሴራልዮን ዝድሃሰሶ ትሕዝቶ ተመልከቱ።