ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ ኣብ መኸተ ኮሮና

መግለጺ ቪድዮ, ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ ኣብ መኸተ ኮሮና
Published

ዕላማ ጉጅለ ሓኾርቲ ትግራይ እናተዛወርካ ዓድኻ ምፍላጥ እዩ። ሕዚ ኮሮናቫይረስ ምስተላበደ ባልህ በሃሊ ንዘይብሎም ሰባት ወርሓዊ ቀለብ ይሕግዙ ኣለው።