ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ዝተመረቓ ማናቱ ሰገንን ሸዊትን

መግለጺ ቪድዮ, "ኣቦና ኣብ ደቀይ እየ ኢንቨስት ዝገብር እዩ ዝብል"
Published

ኣብ ከተማ ዓድዋ ተወሊደን ዝዓበያ ማናቱ ሸዊት ዘርኣብሩኽን ሰገን ዘርኣብሩኽን ካብ ኣፀደ ህፃናት ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ኣብ ዓድዋ ተማሂረን:: ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ን7 ዓመታት ሕክምና ኣፅኒዐን::