ኣንበብቲ ካብ ዝለኣኽዎ ዝበለጹ ኣሳእል 2019

Published

ኣንበብቲ ኣብ 2019 ናብ ቢቢሲ ካብ ዝልኣኽዎ ዝበለጹ ኣሳእል፡ ንቐደም በሉ

ድርክ ፓይነ 'እዋኑ እዋን ሰልፊ እዩ'
መግለጺ ስእሊ, ድርክ ፓይነ 'እዋኑ እዋን ሰልፊ እዩ'
ኣናት ጋነሽ ፓተል፡ ኣብ ዛምባያ ኣኻልብ ንሓደ ዘገረሞም ፍጥረት ኣትኪሮም ኣናርኣዩ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዛምባያ ኣኻልብ ንሓደ ዘገረሞም ፍጥረት ኣትኪሮም ኣናርኣዩ
ስእሊ ኣስካልን ብጎኢርዶን ካልደር
መግለጺ ስእሊ, ስእሊ ኣስካልን ብጎኢርዶን ካልደር
ብትራሲ ረይድ ዝተሰኣለት ስእሊ ኣግራብ
መግለጺ ስእሊ, ብትራሲ ረይድ ዝተሰኣለት ስእሊ ኣግራብ
ብባርባራ ባርኣት ዝተሰኣለት ኣብ ቀላይ ዝሕንብሳ ደቂ ኣንስትዮ
መግለጺ ስእሊ, ብባርባራ ባርኣት ዝተሰኣለት ኣብ ቀላይ ዝሕንብሳ ደቂ ኣንስትዮ
ስእሊ ቅርጾ መሬት ብፓውል ግራናሃም
መግለጺ ስእሊ, ስእሊ ቅርጾ መሬት ብፓውል ግራናሃም
እኽብካብ ጎሓፍ ብዳይቨ ዋርድ
መግለጺ ስእሊ, እኽብካብ ጎሓፍ ብዳይቨ ዋርድ
ናይ ጎደና ተሌፎን ብጃኒ ቶንኪን
መግለጺ ስእሊ, ናይ ጎደና ተሌፎን ብጃኒ ቶንኪን
ኣብ ልዕሊ ፕያኖ ዝተቐመጠ መጽሃፍ ብሪቻርድ ደርውነት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ልዕሊ ፕያኖ ዝተቐመጠ መጽሃፍ ብሪቻርድ ደርውነት
ኣብ ጥቓ መንጫዕጫዕታ ንያጋር ዝተኣከቡ ሰባት
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ጥቓ መንጫዕጫዕታ ንያጋር ዝተኣከቡ ሰባት
መንጫዕጫዕታን ሕብሪ ሰማይን
መግለጺ ስእሊ, መንጫዕጫዕታን ሕብሪ ሰማይን
ናብ ጽሓይ ብርሃን ገጹ ዝተኸፈተ ዕምባባ ሱፍ
መግለጺ ስእሊ, ናብ ጽሓይ ብርሃን ገጹ ዝተኸፈተ ዕምባባ ሱፍ
ናብ ዝተንጠልጠለ ፋኑስ ዝተጸገዓ ክልተ የዕዋፍ
መግለጺ ስእሊ, ናብ ዝተንጠልጠለ ፋኑስ ዝተጸገዓ ክልተ የዕዋፍ
ዝነቐጸ በርበረ
መግለጺ ስእሊ, ዝነቐጸ በርበረ
ኣብ ለይቲ ኣብ ምጽጋን ጽርግያ ዝሰርሕ ሰራህተኛ ህንጻ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ለይቲ ኣብ ምጽጋን ጽርግያ ዝሰርሕ ሰራህተኛ ህንጻ
ብማእከል ኣግራብ እትሓለፍ መኪና፡ ካናዳ
መግለጺ ስእሊ, ብማእከል ኣግራብ እትሓለፍ መኪና፡ ካናዳ