'ኣብ ስደት'የ፡ ብሓሳበይ ምግጣም መሊኸ'

መግለጺ ቪድዮ, ስለ ግጥማዊ በይነ ተዋስኦ እንታይ ትፈልጡ?
Published

ኣብ ኣጽቢ ተወሊዳ ዝዓበየት ገጣሚት ይርጋኣለም ኣብርሃ ኣብ ንእስነት ዕድሚኣ ናብ ዓዲ ዓረብ ተሰዲዳ። ብምኽንያት እቲ ናይ ስደት ህይወታ ድማ ግጥማዊ በይነ ተዋስኦ ክትመልኽ ከምዝሓገዛ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝገበረቶ ቃለ መሕትት ገሊጻ።