"ሰብ ጸጋ ዕድመ እንትጠምዩ ንስድርኦም ይራገሙ"

መግለጺ ቪድዮ, "ሰብ ጸጋ ዕድመ እንትጠምዩ ንስድርኦም ይራገሙ"
Published

ን32 ሰብ ጸጋ ዕድመ ብምሕጋዝ ዝጀመረ ኣብ ነቀምት ብግዱሳት ሰብ ሓዳር ዝተኸፈተ ትካል ተራድኦ፡ ሓጋዚ ንዘይብሎም ኣረጋውያን ገዛውቲ ሰሪሑ ይሕግዞም ኣሎ።