'ዝተረግመ መሬት'?

መግለጺ ቪድዮ, ዝተረገመ መርየት?
Published

ኣብ ኮንሶ ናይ ኢትዮጵያ ኒዎርክ ዝበሃል ገጸ ምድሪ ኣሎ። እዚ ገጸ ምድሪ ቀደም ጎልጎል ከምዝነበረን ድሓረ ፈጣሪ 'ምስረገሞ' ግን ናብቲ ሕዚ ዘለዎ ገጽ ከምዝተለወጠ ብኣፈ ታሪክ ይዝረብ።