እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቅድሚ ስልጣነ ኣኽሱም ዝነበረ ስልጣነ ይሓ
ስልጣነ ይሓ ቅድሚ ስልጣነ ኣኽሱም ካብ ዝነበሩ ፈላሞት ስልጣነታት ሓደ ከምዝኾነ መዛግብቲ ታሪኽ የረድኡ። ስልጣነ ይሓ ኣብ ሕርሻን ንግዲ ባርያን ዝተመሰረተ እዩ ነይሩ። ቅዲ ኪነ ህንጻ ስልጣነ ይሓ ኣዝዩ ምዕሩግን ተብግሃን ከምዝኾነ ካብቲ ኣብ ይሓ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ምርኣይ ይከኣል።