''ዝነውሐ ሓወልቲ ዓለም''

መግለጺ ቪድዮ, ''ዝነውሐ ሓወልቲ ዓለም''
Published

ካብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ሓወልቲ ኣብ ህንዲ ግዝኣት ጉጃራት ተተኺሉ። እስኪ ምስ ፍሉጣት ሓወልትታት ብራዚል፣ ኣሜሪካን ቻይናን ነነጻጽሮ።

'ሓወልቲ ሓድነት' ዝብል ስያመ ዝተወሃቦ እዚ ሓወልቲ፡ ንመዘከርታነት ሳርዳር ቫለባሃቢ ፓተል'ዩ ተተኺሉ።