ህዝብታት ዘተሓዋወሰ መርዓ

መግለጺ ቪድዮ, ህዝብታት ዘዋሃሃደ መርዓ
Published

ስነ ስርዓት መርዓ ኣንገሶም ተኽላይን ወይዘሪት ሜሪ ዳዊትን ኣብ ጽባሕ ዕርቀ ሰላም ኢትዮ ኤርትራ፡ ዕዱማት ኣጋይሽ ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ዓድግራት ተኻይዱ። መርዑት ኣብዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ስነ ስርዓት መርዕኦም ምክያዱ ሕጉሳት ምዃኖም ገሊጾም።