ህንፀት ግድብ ሩባ ኣባይ፡ ሓያል ቃልሲ ነቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ሩባ

መግለጺ ቪድዮ, ህንፀት ግድብ ሩባ ኣባይ፡ ሓያል ቃልሲ ነቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ሩባ
Published

ሩባ ኣባይ፡ ንኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ጉዳይ ህይወት እዩ። ኣብቲ ዞባ ዓብይ ስግኣት ንክፍጠርን፡ ጎረባብቲ ናብ ፀላእቲ ክቕየራን ምኽንያት ኮይኑ።