ገፅ ሰባት ዝዝከር ቴክኖሎጂ ኣብ ገለ ከተማታት ቻይና ንኣገልግሎት በቒዑ

መግለጺ ቪድዮ, ገፅ ሰባት ዝዝከርን ዘለልን ቴክኖሎጂ ኣብ ገለ ከተማታት ቻይና ንኣገልግሎት በቒዑ
Published

ገፅ ሰባት ካብ ምዝካር ብተወሳኺ ገበናት ኣብ ምክልኻል ተስፋ ዝተገበረሉ ቴክኖሎጂ፡ ምስ ክትትል ውልቀ-ህይወት ሰባትን ጉዳይ ስነ-ምግባርን ዝተሓሓዙ ሕቶታት ንክለዓሉ ምኽንያት ኮይኑ።