ኣብ መበል 20 ክፍለ ዘበን ተፈፂሙ፡ ግን ድማ ኣቃልቦ ዘይረኸበ ዓሌታዊ ጨፍጫፍ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ መበል 20 ክፍለ ዘበን ተፈፂሙ፡ ግን ድማ ኣቃልቦ ዘይረኸበ ዓሌታዊ ጨፍጫፍ
Published

በቲ ሽዑ እዋን ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ጀርመን ዝነበረት ናሚብያ ኮነ ተባሂሉ ክልቲኦም ዓሌታታ ክጠፍኡ ተገይሩ እዩ። ሸዑ ንዝተፈፀመ ግፍዒ ድማ ደቅ-ደቆም ካሕሳ ክሓቱ ጀሚሮም ኣለው።