'ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ - ካብ ተዀርሚኻ!' ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ቀታሊ ጕዕዞ

መግለጺ ቪድዮ, 'ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ' ናብ ኣውሮፓ ዝግበር ቀታሊ ጕዕዞ ሰኔጋላዊ
'ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ - ካብ ተዀርሚኻ!' ናብ ኤውሮጳ ዝግበር ቀታሊ ጕዕዞ
Published

ሰኔጋላዊ መሓመድ ንኣስገርቲ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዶላር ከፊሉ ናብ ኣውሮጳ ክሰግር'ኳ እንተፈተነ ኣብ መወዳእታ ኣይቀንዖን። ንሱ ፈቲንካ ሞት ይሓይሽ ዝብል ውሳነ ስለዘለዎ መዓልቲ ሓልዩ ናብቲ ቀታሊ ዝዀነ ባሕሪ ክምለስ እዩ።