ኣብ ትሕቲ ማያት ኢንዶኖዠያ ካብ መርበብ ዝተለቐቑ ዓበይቲ ዓሳ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ትሕቲ ማያት ኢንዶኖዠያ ካብ መርበብ ዝተለቐቑ ዓበይቲ ዓሳ
ኣብ ትሕቲ ማያት ኢንዶኖዠያ ካብ መርበብ ዝተለቐቑ ዓበይቲ ዓሳ
Published

ኣብ ማያት ኢንዶኖዥያ ብመርበብ ተጠሊፎም ዝነበሩ ሓሙሽተ ዓበይቲ ዓሳ ብሓምበስቲ ተለቂቖም።