ገዛእ ገንዘባ ካብ ባንክ ዝዘመተት ሊባኖሳዊት
ገዛእ ገንዘባ ካብ ባንክ ዝዘመተት ሊባኖሳዊት
Published
ሊባኖሳዊት ሳሊ፡ ሓፍታ ብሕማም ካንሰር ክትሳቐ እናረኣየት እንከላ ክትሕግዛ ኣይከኣለትን። እቲ ምኽንያት ድማ፡ ሕጊ እታ ሃገር፡ ሓደ ዜጋ ኣብ ወርሒ፡ ካብ ናይ ባንኪ ሕሳቡ ልዕሊ 400 ዶላር ከውጽእ ስለዘየፍቅደሉ'ዩ። በዚ ከኣ ሳሊ ናይ ሓሶት ሽጉጥ ተዓጢቓ ናብቲ ገንዘባ ዘቐመጠትሉ ባንክ ብምእታው ገዛእ ገንዘባ ዘሚታ ወጺኣ።



