ንእየሱስ ክረኽቡ: ክሳዕ ሞት ናይ ዝጾሙ ምዃኑ ዝግለጽ ኣስከሬን ተፋሒሩ ይወጽእ ኣሎ
ንእየሱስ ክረኽቡ: ክሳዕ ሞት ናይ ዝጾሙ ምዃኑ ዝግለጽ ኣስከሬን ተፋሒሩ ይወጽእ ኣሎ

Published
ኣብ ጫካ ሻካሆላ ምብራቓዊ ኬንያ ኣስከሬኣናት ብውሕዱ 90 ሰባት ተረኺቡ። እቶም ግዳያት ተኸተልቲ ናይ 'ጉድ ኒውስ ኢንተርናሽናል ቸርች' ምዃኖምን ምስ እየሱስ ክራኸቡ ክሳዕ ሞት ምጻሞምን ይግለጽ። ጋዜጠኛ ቢቢሲ ዶርካስ ዋንጂራ ካብቲ ስፍራ ዝለኣኸትልና ቪድዮ እነሆ።