ክልተ ኣእጋሩ ሰንኪሉ እምባ ኤቨረስት ክሓኩር ዝህቅን ሰብኣይ
ክልተ ኣእጋሩ ሰንኪሉ እምባ ኤቨረስት ክሓኩር ዝህቅን ሰብኣይ
Published
ኔፓላዊ ሃሪ ቡድሃ ኣብ 2010 ኣባል ሰራዊት ብሪጣንያ ኰይኑ የገልግል ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ብሓደጋ ምፍንጃር ነታጕ ኣእጋሩ’ኳ እንተተቘርጸ፡ እምባ ኤቨረስት ንምሕኳር ካብ ምሕላም ግን ዓዲ ኣይወዓለን። ንሱ ‘እቲ ደረት ሰማይ ጥራይ’ዩ’ ዝብል እምነት እዩ ዘለዎ።



