“መብራህቲ እንተጠፊኣ እዞም ህጻናት ክሞቱ’ዮም” ሓካይም ቓዛ

መግለጺ ቪድዮ, “መብራህቲ እንተጠፊኣ እዞም ህጻዉንቲ ክሞቱ’ዮም” ሓካይም ቓዛ
“መብራህቲ እንተጠፊኣ እዞም ህጻናት ክሞቱ’ዮም” ሓካይም ቓዛ
Published

ኣብ ቓዛ ዝርከቡ ሆስፒታላት ነዳዲ ይውድኡ ስለዘለዉ ኣብቶም ሆስፒተላት ሕክምናዊ ናብዮት ዝግበረሎም ዘሎ ሕንጣያት ኣብ ድርኩኺት ሞት ከምዝርከቡ ሓካይም ገሊጾም።