'ናይ ብሓቂ ድቢ ድዩ?' ንብዙሓት ዘዘራረበ ምስሊ

ኣብ መካነ እንስሳ ቻይና ዝርከብ ድቢ
መግለጺ ስእሊ, መካነ እንስሳ ቻይና እቲ ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ምስሊ ናይ ብሓቂ ናይ ድቢ ምዃኑ ገሊጹ
'ናይ ብሓቂ ድቢ ድዩ?' ንብዙሓት ዘዘራረበ ምስሊ
Published

ኣብ ምብራቓዊ ቻይና ኣብ መካነ እንስሳ ዝተወሰደ ናይ ድቢ ምስሊ፡ “ድቢ ኣይኮነን ሰብ እዩ” ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዘራራቢ ድሕሪ ምዃኑ እቲ መካነ እንስሳ፡ ድቢ እዩ ክብል መሊሱ ኣሎ።

መግለጺ ቪድዮ, መካነ እንስሳ ቻይና እቲ ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ምስሊ ናይ ብሓቂ ናይ ድቢ ምዃኑ ገሊጹ