"ድራማ እንዳ ገሬ እሙን ዛንታ ወለደይ'ዩ" ተዋሳኢት ኣምለሰት ኣረጋዊ

መግለጺ ቪድዮ, "ድራማ እንዳ ገሬ እሙን ዛንታ ወለደይ'ዩ" ተዋሳኢት ኣምለሰት ኣረጋዊ
"ድራማ እንዳ ገሬ እሙን ዛንታ ወለደይ'ዩ" ተዋሳኢት ኣምለሰት ኣረጋዊ
Published

ኣብ ተኸታታሊ ድራማ ገሬ እሙን "ትዕበ" ብዝብል ገጸ ባህሪ እትፍለጥ ስነ ጥበባዊት ኣምለሰት ኣረጋዊ፡ ኣብቲ ድራማ ዘለዉ ገጸ ባህርያት ኣያ ዘብረኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ሓቃዊ ህይወት ወለዳ ከምዝኾነ እያ እተዘንቱ።