ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ

መግለጺ ቪድዮ, ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ
ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ
ኮሎምብያ፡ መዓልቲ ሰነፋት ተኸቢሩ ውዒሉ
Published

ኣብ ኮሎምብያ 'ስንፍና ሞተር ለውጢ'ዩ' ኢሎም ዝኣምኑ ሰባት መዓልቲ ስንፍና ኣኽቢሮም ውዒሎም። ገሊኦም ኣብ ዓራቶም ተገዲሞም ተሃክዮም ኣኽቢሮሞ ከምዝወዓሉ ተፈሊጡ።