ኣርጀንቲናውያን ዓወት ጋንትኦም ብታሕጓስ ጸንቢሎሞ

መግለጺ ቪድዮ, ኣርጀንቲናውያን ዓወት ጋንትኦም ብታሕጓስ ጸንቢሎሞ
ኣርጀንቲናውያን ዓወት ጋንትኦም ብታሕጓስ ጸንቢሎሞ
Published

ብዓወት ሃገራዊት ጋንትኦም ኣመና ዝተሓጎሱ ኣርጀንቲናውያን ኣብ ኣደባባይ ቦነስ ኣይረስ ተኣኪቦም ነቲ ዓወት ጸንቢሎሞ።