ትልሂት ንነፍሰጾራት ጽቡቕ ምዃኑ ትፈልጣ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ትልሂት ንነፍሰጾራት ጽቡቕ ምዃኑ ትፈልጣ'ዶ?
ትልሂት ንነፍሰጾራት ጽቡቕ ምዃኑ ትፈልጣ'ዶ?
Published

ኣይቮሪያዊት በዓልቲ ሞያ መዋልዳን ኣቺ፡ ኣብ ሓደ ተጓንፎ ሓንቲ ነፍሰ ጾር ኣደ ኣብ ሕርሲ ክትመውት ትርኢ'ሞ "ኣደ ህይወት ንኽትህብ ህይወታ ክትግብር የብላን" ብዝብል፡ ነብሰ ጾር ኣደታት ማዕዳን ረኺበን ዝስዕስዓሉ ማእከል መስሪታ።