ንኣሽሓት ስድራቤታት ዘንብዐ ሓድሕዳዊ ኵናት ኢትዮጵያ

መግለጺ ቪድዮ, ንኣሽሓት ስድራቤታት ዘንብዐ ሓድሕዳዊ ኵናት ኢትዮጵያ
Published

ብሰንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ሞይቶም ሚልዮናት ድማ ተጸበይቲ ረድኤት ኮይኖም። እቲ ኵናት ናብ ኣምሓራን ዓፋርን ስለዝለሓዀ ኣብ ኢትዮጵያ ከቢድ በሰላ ገዲፉ።