ንተሓከምቶም ክረድኡ ብዘይምኽኣሎም ዝሻቐሉ ሓካይም ትግራይ

መግለጺ ቪድዮ, ንተሓከምቶም ክረድኡ ብዘይምኽኣሎም ዝሻቐሉ ሓካይም ትግራይ
Published

ሓካይም ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር፡ ናብቲ ሆስፒታል ክሕከሙ ኢሎም ካብ ዝመጽኡ ህጻናት እቶም 40 ምኢታዊት ንጥምየት ዝተቓልዑ ከምዝኾኑ ገሊጺም። ንሳቶም ብሰንኪ ሕጽረት መድሓኒት ንተሓከምቶም ክረድኡ ብዘይምኸኣሎም ከምዝተጨነቑ ተዛሪቦም።