'ጻዕራምን ምልክዕትን እስላማዊት ሃገር ክትህልወና ኢና እንደሊ' ማሕቡባ

መግለጺ ቪድዮ, “ጻዕራምን ምልክዕትን እስላማዊት ሃገር ክትህልወና ኢና እንደሊ” ማሕቡባ
Published

ኣፍጋናዊት ማሕቡባ ስራጅ ድሕሪ ናይ 26 ዓመታት ጻኒሒታ ካብ ኣመሪካ ናብ ሃገራ ኣፍጋኒስታን ኣትያ ብዛዕባ መሰላት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ዝሕለቑ ትካላት ኣጣይሻ። ኣፍጋኒስታን ካብቲ ሕጂ ዘላቶ ኩነታት ክተመሓይሽ እንተዘይክኢላ ግን ክትጠፍእ እያ ዝብል ሻቕሎት ኣለዋ።