ደቂ ኣንስትዮ ግብጺ ገጢምወን ዘሎ ፈተና እንታይ’ዩ?
Published
ኣብ ግብጺ ብመሰረት ሕጊ ውልቀ ደረጃ ናይታ ሃገር፡ ደቂ ኣንስትዮ ብዛዕባ ደቀን ዝውስንኦ ነገር ኩሉ ኣብ ህላዌ ኣሰብኡተን ክኸውን የገድደን። ኣብነት ሓንቲ ኣደ ናይ ጓላ መውዓሊ ህጻናት ንኽትቅይር ንኣቦ ናይታ ቆልዓ ሒዛ ክትቀርብ ከምዘለዋ ይሓትት። በዚ ዝተበሳጨዋ ኣደታት ፍትሓዊ ከምዘይኮነን ግብጺ ልክዕ ከምተን ካልኦት ሃገራት ነቲ ሕጊ ክትቅይሮ ይሓታ።