ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበረ ዴጎ ዝፈጸምዎ ተግባር እንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበረ ዴጎ ዝፈጸምዎ ተግባር እንታይ'ዩ?
Published

ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ማሕበረ ዴጎ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብውሕዱ ን15 ሰባት ከምዝቐተሉ ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣይ መረጋገጺ ረኺብሉ እዩ።