"ቅብኣ ምሳኻ እዩ ዝነብር" ሰኣሊት ኤልሳ ያእቆብ

መግለጺ ቪድዮ, "ቅብኣ ምሳኻ እዩ ዝነብር" ሰኣሊት ኤልሳ ያእቆብ
Published

ኣብ ከባቢ ኣስመራ ደቂ ሽሓይ ተወሊዳ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየት ሰኣሊት ኤልሳ ያእቆብ፡ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ስእሊ ብምስኣላ ወለዳ ይኹርዩላ ነይሮም። ድሓረ ኣብ ገድሊ ኢሉ እውን ድሕሪ ናጽነት ግን ናይ ምስኣል ተውህቦኣ ተጠቒማ ብርክት ዝበሉ ናይ ቅብኣ ስራሕቲ ሰሪሓ።