"መስቀል ግዳይ" እንታይ ማለት እዩ?

መግለጺ ቪድዮ, መስቀል ግዳይ እንታይ ማለት እዩ?
Published

ብልሙድ መስቀል ገዳይ ብርሃን ገዳይ ከምዝበሃል ዝገልጹ ደራሲ መምህር ገብረኺዳን ደስታ፡ ይኹን እምበር መስቀል ግዳይ እዩ ክበሃል ዝግብኦ ይብሉ።

እዚ ማለት ድማ ብርሃን ኮይንልኩም ኣሎ ማለት እዩ።