ኢትዮ - ኤርትራ፡ ጽንብል ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ ብስእሊ

Published

ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዕርቀ ሰላም'ኳ እንተወረደ፡ ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ ግና ዕጹው ኰይኑ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ፕረዚንት ኢሳይያስ አፈወርቅን ዶክተር ደብረጽዮንን ገብረሚካኤልን ንበይኖም እናዕለሉ
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚንት ኢሳይያስ አፈወርቅን (የማን) ዶክተር ደብረጽዮንን ገብረሚካኤልን (ፀጋም) ንበይኖም እናዕለሉ
ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል (ጸጋም)፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ (ማእኸል) ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ (የማን)
መግለጺ ስእሊ, ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል (ጸጋም)፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ (ማእኸል) ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ (የማን) መስመር ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ ብወግዒ እንትኸፍቱ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ እቲ ዝተቖረፀ ሪቫን ንዶክተር ደብረፅዮን እንትህቡዎም
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ እቲ ዝተቖረፀ ሪቫን ንዶክተር ደብረፅዮን እንትህቡዎም
ኣብ ስነ-ስረዓት ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ ዝተሳተፈ ህዝቢ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ስነ-ስረዓት ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ ዝተሳተፈ ህዝቢ
ኢታማዡር ሹም ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነን (ጸጋም) ምስ ኤርትራዊ ብ/ጀ ተኽለ ክፍላይ (ተኽለ መንንጁስ)
መግለጺ ስእሊ, ኢታማዡር ሹም ኢትዮጵያ ጀነራል ሰዓረ መኮነን (ጸጋም) ምስ ኤርትራዊ ብ/ጀ ተኽለ ክፍላይ (ተኽለ መንንጁስ)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን (የማን) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድን
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን (የማን) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድን ሰላምታ እንትለዋወጡ
ፅምብል ህዝቢ ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ
መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ምኽፋት ዶብ ኦምሓጀር-ሰቲት ሑመራ እንትፅምብል
አባላት ሓይሊ ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ
መግለጺ ስእሊ, አባላት ሓይሊ ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ
ካብ ኤርትራ ወገን ናብ ሰቲት ሑመራ ኣትየን እቲ ፅምብል ዘኽብራ ደቂ ኣንስትዮ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራውያን ናብ ሰቲት ሑመራ እንትኣትዉ
ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ማእከል) ምስ ዶክተር ኣብይ ኣሕምድ ኢድንኢድ ተጨባቢጦም፡ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው (የማን)
መግለጺ ስእሊ, ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ማእከል) ምስ ዶክተር ኣብይ ኣሕምድ ኢድንኢድ ተጨባቢጦም፡ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው (የማን)
ኤርትራን ትግራይን (ኢትዮጵያ) ዘራኽብ መስመር ሩባ ተከዘ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራን ትግራይን (ኢትዮጵያ) ዘራኽብ መስመር ሩባ ተከዘ
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ፡ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው እቲ ዶብ ከይኸፍቱን ካብ ሩባ ተከዘ ናብ ትግራይ ገፅ ከይሳገሩን ዝተቓወሙ ሰልፈኛታት
መግለጺ ስእሊ, ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ፡ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው እቲ ዶብ ከይኸፍቱን ካብ ሩባ ተከዘ ናብ ትግራይ ገፅ ከይሳገሩን ዝተቓወሙ ሰልፈኛታት