ምኽንያት ቃጸሎ ቤት ማእሰርቲ መቐለ እንታይ'ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ምኽንያት ቃጸሎ ቤት ማእሰርቲ መቐለ እንታይ'ዩ?
Published

ኣካያዲ ስራሕ ቤት ህንፀት መቐለ ኮማንደር ይትባረክ ኣለነ ንቢቢሲ እንትዛረቡ እቲ ባርዕ ብሰንኪ ብኣዋጅ ምሕረት ክንወፅእ ኢና ኢሎም ኣተስፍዮም ዝፀንሑን ደሓር እቲ ኣዋጅ ንዓና ኣየካትትን ኢሎም ዝተቖጥዑን ተሃነፅቲ ከምዝተፈጠረ ገሊፆም።